1
         / 
        of
        1
      
      
    Lsan Welodey
ቢትኮይን
ቢትኮይን
Regular price
          
            274 kr
          
      
          Regular price
          
            
              
                
              
            
          Sale price
        
          274 kr
        
      
Taxes included.
                  
                  
                  Quantity
                  
                  
                    
                      
                      
                      
                     
                  
Couldn't load pickup availability
ኣብዚ ግዜ እዚ ኣብ ዓለም ሓደ ሓድሽ ናይ ራእስማል ክፍሊ (asset class) ተፈጢሩ ኣሎ። ንሱ ድማ ናይ ክሪፕቶካረንሲ ኢንዱስትሪ ኢዩ። ገንዘብ እንታይ ኢዩ፧ ቢትኮይን እንታይ ኢዩ፧ ክሪፕቶ ካረንሲ ከ፧ እዚ ሕጂ እንዳማዕበለ ዝኸይድ ዘሎ ሜታ ቨርስ ወይ ዲጂታላዊ ኣድማስ እንታይ ኢዩ፧ ሓፈሻዊ ካብዚ ዝኸይድ ዘሎ ዲጂታላዊ ሰውራ ናይ ዓለም ከመይ ኢልና ወፍሪ ብምግባር ንረብሕ፧ መጽሓፍ ቢትኮይን መሊሳቶ ኣላ።
ሳሙኤል ዑቕባይ
Share
