1
         / 
        of
        1
      
      
    Lsan Welodey
ወዲ-ሰብ እንታይ እዩ
ወዲ-ሰብ እንታይ እዩ
Regular price
          
            220 kr
          
      
          Regular price
          
            
              
                
              
            
          Sale price
        
          220 kr
        
      
Taxes included.
                  
                  
                  Quantity
                  
                  
                    
                      
                      
                      
                     
                  
Couldn't load pickup availability
ወዲ-ሰብ እንታይ እዩ
እዛ መጽሓፍ ብዛዕባኻ እያ ትዛረበ..... ብዛዕባ ወዲ-ሰብ ብዛዕባ ዓቕምን ድራኸን ወዲ ሰብን ንዕኡ ዝቆጻጸረሉ ኣገባብን ትዛረብ። ሰብ ብኸመይ ከም ዝምራሕ ትገልጽ። ብኣእምሮ እንተኾይኑ፡ እንታይ እዩ ንኣእምሮ ዝመርሖ፧
ሓሳባት እንታይ እዮም ክቆጻጸሩ ይኽእሉ ድዮም፧ ግደ ሕልናን ልብን መንፈስን እንታይ እዩ፧ እቲ ሥጋኸ፧ ሓቀኛ ህይወት እንታይ እዩ፧ ከመይ ኢሉ ፍረ ዘለዎን ዝዝርጋሕን ዝኸውን።
ናብ ጉዑዞ ውሽጥኻ ዝወስደካን ንነብስኻን መን ምዃንካን ዝገብር መጽሓፍ እዩ። ካብኡ ሓሊፉ ኵሉ ዓቕምታትካን ጥቕምኻን ከመይ ጌርካ ንጽቡቕ ትጥቀመሎም ከም እትኽእል ይነግረካ።
ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሽኖዳ 3ይ
Share
