Skip to product information
1 of 1

Lsan Welodey

ስዓበኒ

ስዓበኒ

Regular price 207 kr
Regular price Sale price 207 kr
Sale Sold out
Taxes included.

ስዓበኒ

እዚ መጽሓፍ ከመይ ጌርና ንጐይታ ኢየሱስ ከም ንስዕቦ ዝምህረና ጉዑዞ እዩ። ደረጃ ብደረጃ ምስ ንስዕቦ ካብኡ ምስ ንመሃር፡ነብስና ንቀብጻ፡ ኣብ ተልእኾና ነድህብ፡ ንፍቓድ ኣምላኽ ንደሊ፡ ንጽዕር፡ ልብኻ ይመልእ፡ ዘርኢ ትዘርእ፡ ዓሳ ትገፍፍ፡ ሕቖኻ ትዕጠቕ፡ መመሊስካ ትቃለስ።

እቲ ዋና ሸቶ ወይውን ዕላማ ኣብ መንፈሳዊ ዓለም ንክርስቶስ ምስዓብ እዩ። ኣብ ህይወት እቲ ዋና ሸቶ እንታይ እዩ፧ ኢሉ ሓደ ተዝሓትት። እቲ መልሲ፦ ኣነ ኣብዚ ዘለኹ ንክርስቶስ ክመስልን ንዕኡ ክስዕብን እዩ እዚ እዩ እቲ ዋና ዕላማ።

ጸሓፊ፦ ቆሞስ ቀሺ ዳውድ ለምዒ

ትርጉም፦ ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር

View full details