1
/
of
1
Lsan Welodey
ስጉው ቃል
ስጉው ቃል
Regular price
217.00 kr
Regular price
Sale price
217.00 kr
Taxes included.
Quantity
Couldn't load pickup availability
ሥግው ቃል
እዛ መጽሓፍ ካብ 335 ዓ.ም ክሳዕ 337 ዓ.ም ብቅዱስ ኣትናቴዎስ ፓትርያሪክ እስክድርያ ዝተጻሕፈት ኮይና። 57 ክፍልታት ዝሓዘት እያ።
እዛ መጽሓፍ ብዛዕባ
1- ኣድላይነት ኣምላኽ ብስጋ ምግላጹ፤
2- ተገሊጹ ዝገበሮ ዋና ዕላማታት ኣገዳስነትን፤
3- መልሲ ነቶም ኣምላኽ ሰብ ክኸውን ዘሕፍር እዩ ዝብሉ ግሪኻውያንን፤
4- መልሲ ክርስቶስ እቲ ነብያት ዝተነበይሉ ብሥጋ ዝተገልጸ ኣምላኽ ኣይኮነን ዝብሉ ኣይሁዳውያንን፤
Share
