1
         / 
        of
        1
      
      
    Lsan Welodey
ቴተለስታይ ተኸፊሉ'ዩ
ቴተለስታይ ተኸፊሉ'ዩ
Regular price
          
            230 kr
          
      
          Regular price
          
            
              
                
              
            
          Sale price
        
          230 kr
        
      
Taxes included.
                  
                  
                  Quantity
                  
                  
                    
                      
                      
                      
                     
                  
Couldn't load pickup availability
ኢንጅ. ሄኖክ ብ/መስቀል
ዝቀበረ የርድእካ ዝውዓለ ይንገርካ” ከም ዝብሃል፣ ብዘይካ ወዱ የሱስ ክርስቶስ ንእግዚኣብሄር ኣቦ ዝረኣዮን ዝፈልጦን የልቦን። ስለዚ እቶም ባሮት ኣምላኽ፡ ዝበለዎን ዝገበርዎን ኩሉ ሓቂ እዩ ኢልና ክንድምድም ኣይንኽእልን ኢና። ነገር ግን ወዱ የሱስ ክርስቶስ ዝበሎን ኣብ መስቀል ዝገበሮን ኩሉ ዘየወላውል ሓቂ እዩ። ኣነ ሙሉእ ብሙሉእ ንወዱ ጥራይ ክኣምን መሪጸ ኣለኹ። እቶም ባሮት ኣምላኽ ዝበልዎ ድማ በቲ ብፍልጠት ፍጹምን ብመንነት ህያውን ዝኾነ ወዲ ኣምላኽ የሱስ ክርስቶስ መምየ ክጥቀም ወሲነ ኣለኹ። እቶም ኣብ ብሉይ ዘመን ዝነበሩ ባሮት ኮነ ክሳብ ሕጂ እዋን ዘለዉ ባሮት ኣምላኽ፣ ማለት ሃዋርያት ናይቲ ገንሸልን፣ ሃዋርያ ናይ ኣህዛብ ዝኾነ ጳውሎስ ዝበልዎን ዝገበርዎን ኩሉ፣ ብውዱእ ስራሕ መስቀል፣ ማለት ብትንሳኤ ጎይታና የሱስ ክርስቶስ ተፈቲሹ ክሓልፍ ናይ ግድን እዩ። ኣይፋሉን ንብል እንተኮይንና ድማ፣ ብዙሕ ሓቅታት ኣብ ምግዕዛይ ዘለና ኣበርክቶ ቀሊል ከምዘይከውን ኣቀዲመ ከዘካኽረኩም እፈቱ። ትንሳኤ የሱስ ክርስቶስ ኣብ ኣተረጓጉማን ኣረዳድኣን መጽሓፍ ቅዱስ ዘምጽኦ ለውጢ ቀሊል ዘይምዃኑ ንምግንዛብ "
#ቴተለስታይ" ዓዲግኩም ተጠቀሙላ።
Share
