Skip to product information
1 of 1

Lsan Welodey

ኦርቶዶክሳዊ ኣምር ድሕነት

ኦርቶዶክሳዊ ኣምር ድሕነት

Regular price 206 kr
Regular price Sale price 206 kr
Sale Sold out
Taxes included.

ኦርቶዶክሳዊ ኣምር ድሕነት

ድሕነት፡ ሓደ ካብቶም ኣገደስቲ ኣርእስትታት እምነትን ምህሮ እምነትን እዩ። ንድሕነት ደቂ ሰብ ዝበቅዕ፡ ልደት፡ ሕውየትን ዕርገትን ተፈጺሞም። ነፍሲ ወከፍ ሰብ ምእንቲ ድሕነት ክብል ኣብ መንፈሳዊ ህይወቱ ይጽዕር። ኣገልግሎት ምስፋሕ ወንጌል፡ ጉስነትን ስብከትን ድማ ንስለ ድሕነት እዮም ዝትግበሩ።
View full details