Skip to product information
1 of 2

Lsan Welodey

ቅዱስ ቄረሎስ ዓቢይ ዘእስክድርያ ብዛዕባ ተዋህዶ ክርስቶስ

ቅዱስ ቄረሎስ ዓቢይ ዘእስክድርያ ብዛዕባ ተዋህዶ ክርስቶስ

Regular price 218.00 kr
Regular price Sale price 218.00 kr
Sale Sold out
Taxes included.
Quantity

ጽሓፊ፥ ቅዱስ ቄረሎስ ዓቢይ ዘእስክድርያ

እዛ መጽሓፍ እዚኣ ድማ ነቲ ቅዱሳን ኣቦታትና ነቲ ኣብ ብሉይ ኪዳን ዘሎ ምሳሌታትን ትንቢትን፡ ነቲ ኣማናዊ ኣካል፡ ዝኾነ ጐይታ ከም ጽላሎት ኮይኖም ከም ዘገልገሉ ብዘገርም ኣገላልጻ እትዝርዝርን ብብዙሕ ምሥጢራት ዝተመልአትን፡ ንብዙሓት ድማ ኣዒይንቶም እትኸፍት፡ ነቲ ጐይታኦምን ጓሳ ህይወቶምን ዝኾነ ጐይታ ኢየሱስ ብንጹርን ዘየጋጊ መገዲ ንኽፈልጥዎ እትሕግዝን ጠቓሚት መጽሓፍ ኢያ።

View full details