1
         / 
        of
        1
      
      
    Lsan Welodey
ወለላ ጽድቒ
ወለላ ጽድቒ
Regular price
          
            197 kr
          
      
          Regular price
          
            
              
                
              
            
          Sale price
        
          197 kr
        
      
Taxes included.
                  
                  
                  Quantity
                  
                  
                    
                      
                      
                      
                     
                  
Couldn't load pickup availability
ወለላ ጽድቒ
እዚ መጽሓፍ ብዙሕ ኣርእስቲ የልዕል። ብሓጺር ኣርእስትን ብሓጺር መደምደምታ ስለ ዝኸይድ ምቁር ወለላ ይገብሮ። ወለላኡ ከምዚ ናይ ምድሪ ወለላ ዘይኮነ ዘይጽገብ “ወለላ ጽድቂ” እዩ። ምስላ ሜላ መምሃሪ መንግሥቲ እግዚኣብሔር እዩ። ጐይታ እውን ዝመሃረ ብምስላ እዩ። ምስላ ኣረዳኢ እዩ። ብዓብዪ ረቂቅ፣ ብንእሽተይ ዓቢ የርኢ። ኣብዚ መጽሓፍ ዘለዉ ምስላታት ዝሰማዕኩዎም ዘንበብኩዎም ክኮኑ ከለዉ ምስ ኣቦታተይ ከዕልል ከለኹ መምሃሪ እንተዝኸውን ጽቡቕ ነይሩ እንዳበሉ ይሓስቡ ኔሮም። ሎሚ ሓሳቦም ተፈጺሙ። ንዘበርቱዑኒ ኣቦታተይ ብርትዐ ይምነየሎም። ንኽብርቲ ቤተ-ክርስትያን ድማ ዕብየት ይኹን።
Share
