1
/
of
1
Lsan Welodey
ፕሮፌሰር
ፕሮፌሰር
Regular price
251.00 kr
Regular price
Sale price
251.00 kr
Taxes included.
Quantity
Couldn't load pickup availability
መጽሓፍ ፕሮፌሰር እታ ናይ 6 ዓመት ጻዕሪ ዝፈሰሳ'ሞ ኣብ ኣንበብቲ ከይበጽሐት ብዙሕ መሰናኽል ዝሓለፈት መጽሓፍ። እንሆ መስርሕ ሕትመት ሰጊራ ንመሸጣ ድልውቲ ኮይና ኣላ።
መጽሓፍ ፕሮፌሰር 400 ገጻትን 36 ምዕራፋትን ተጠቃልል።
ተልእኾ፡ ሕነ ምፍዳይ፡ጅግንነት፡ ተወፋይነት፡ ስለያ፡ ስደት፡ ማሕበራዊ ህይወት፡ ፍቅሪ፡ ከምኡ'ውን ኤርትራዊ ክብረትን ረዚን ሓላፍነት ስድራን እትትንክፍ ልብ ወለዳዊት መጽሓፍ እያ።
Share
